ብሰንኪ ኣፍረይቲ ጨው ዝጸንቱ ዘለዉ ሓንበስቲ ኣግማል ህንዲ

Published

ኣብ ህንዲ ግዝኣት ጉጃረት ‘ካህራይ’ ተባሂሎም ዝጽውዑ ኣግማል ናብቲ ዝምገብሉ ቦታ ሓምቢሶም ዝኸዱ’ኳ እንተኾኑ ኣፍረይቲ ጨው እቲ ከባቢ ነቲ ቀላይ ይዓግትዎ ስለዘለዉ እቶም ኣግማል ኣብ ጸገም ከምዝወደቑ ይግለጽ።