ጣሊባን ተመሊሱ ፖለቲካዊ ስልጣን ምጭባጡ ዘሻቐላ ኣፍጋኒስታናዊት ጋዜጠኛ

Published

ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራን ክሰርሓን ኣብ ዘይተባብዕ ስርዓት ጣሊባን ከምዝዓበየት እትገልጽ ኣፍጋኒስታናዊት ጋዜጠኛ ኣኒሳ ሸሃድ፡ ጣሊባን ዳግማይ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ምርካቡ ሓሳብካ ብናጽነት ናይ ምግላጽ መሰል ኣብ ሓደጋ ከይኣቱ ሻቕሎት ከምዝፈጠረላ ንቢቢሲ ተዛሪባ።