ናይ ቀላይ ብሽክለታጀልባ ዝሰርሐ መንእሰይ!

Published

ጌታባለው ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝርከብ ሰብ ሰራሕ ቀላይ ንመዛነይ እተገልግል ብሽክለታ ጀልባ ሰሪሑ።