እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
''ጀጋኑ ኤርትራ ኣብ ጎዳጉዲ'ዮም ዘለዉ''
Published
ቆመስ ኣባ ሰመረኣብ ፍስሃ ትውልዲ ዓዶም ኣብ ኤርትራ በራኽ ኣስመራ'ዩ። ድሕሪ ነዊሒን መሪርን ናይ ሲና በረኻ ጉዕዞ ናብ ዓዲ እስራኤል ኣትዮም። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ገዳማት እስራኤል ፈላሲ እዮም።