''ዳዊት ሽላን ፈቃር'ዩ'' በዓልቲ ቤቱ

Published

ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ድሕሪ ናይ 20 ዓመታት ኣይሰላም ኣይኵናት፡ ዕርቀ ሰላም ምስ ኣውረዳ ድምጻዊ ዳዊት ሽላን ምስ ኢትዮጵያዊ ወላዲኡ ኣብ ዛላምበሳ ድሕሪ 19 ዓመታት ተራኺቡ። በዓልቲ ቤቱ ኣኽበረት በረኸት፡ ዳዊት ኣውራ ስነጥበባውያን ትግርኛ ከምዝኾነ ትገልጽ።