''ጭራዋጣ ካብ ስድራይ እየ ተማሂረያ'' ጽጋቡ ተሻለ

Published

ጭራዋጣ ጽጋቡ ተሻለ ካብ ግዜ ንእሰነቱ ጀሚሩ መሳርሒ ባህላዊ ሙዚቃ ካብ ስድርኡ እዩ መሊኺዋ። ኣውደኣመት መዓልቲ ምስ ስድርኡ እንተይኮነስ ኣውደኣመት ንዘኽብሩ ሰባት እናዘናገዐ ከምዘሕልፎ ይገልጽ።