እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ናብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ዝግዓዙ ኤርትራውያን ስደተኛታት እንታይ ይብሉ?
ናብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ዝግዓዙ ኤርትራውያን ስደተኛታት እንታይ ይብሉ?
Published
ብሰንኪ እቲ ኣብ ክልል ትግራይን መወዳስንቲ ክልላትን ክካየድ ዝጸነሐ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣብቲ ማእከል ኲናት ዝኾነ መዓስከራት ዓዲ ሓርሽን ማይ ዓይንን ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ይግዕዙ ከምዘለዉ ተገሊጹ። እቲ ንጥፈት ብምትሕብባር ዩኤንኤችሲኣርን ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስትን ኢትዮጵያ ይካየድ ከምዘሎን ብድሌት ከምዝፍጸምን ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ንቢቢሲ ሓቢሩ።