ብርሰት ኣግራቡ ብዘሻቕል ናህሪ ይውስኽ ዘሎ ጫካ

ብርሰት ኣግራቡ ብዘሻቕል ናህሪ ይውስኽ ዘሎ ጫካ
Published

ኣብ ብራዚል ብጫካነቱ ዝፍለጥ ሴራዶ ኣብታ ሃገር ፍልፍል ማይ ወሓዝቲ ሩባታት ከምዝኾነ’ዩ ዝፍለጥ። መጠን ብርሰት ኣግራብ እቲ ጫካ 25 ምኢታዊት ምዃኑ ግን ንሰብ ሞያ ሰነ ከባቢ ኣሻቒሉ ይርከብ።