ሶርያ፡ ዘራይ ስኢኑ ዝተዓዘረ ባሻር ኣል ኣሳድ

ሶርያ፡ ዘራይ ስኢኑ ዝተዓዘረ ባሻር ኣል ኣሳድ
Published

ፕረዚደንት ባሽር ኣል ኣሳድ ናይ ሩስያን ኢራንን ድጋፍ ምስ ሰኣነ ኣብ መዓልትታት'ዩ ስልጣኑ ተመንዚዑ ካብ ሃገር ክሃድም ዝተገደደ።