እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቅድሚ ስልጣነ ኣኽሱም ዝነበረ ጥንታዊ ከተማ ማይ ኣድራሻ
Published
ኣብ ትሕቲ መሬት ዝተረኸበ ጥንታዊ ከተማ ማይ ኣድራሻ፡ ቅድሚ ስልጣነታት ኣኽሱምን ይሓን ከምዝነበረ ተመራመርቲ ስነ ኳዕቲ ገሊጾም። እቲ ብምትሕብባር ተመራመርቲ ስነ ኳዕቲ ኣሜረካን ኢትዮጵያን ዝተረኸበ ጥንታዊ ከተማ ካብ ሽረ እንዳስላሴ ኣስታት 2 ኪሎ ሜትሮ ራሕቒ ትርከብ።