"ዝተምሃራ ብጣዕሚ እየን ዘቕንኣኒ”

መግለጺ ቪድዮ, "ዝተምሃራ ብጣዕሚ እየን ዘቕንኣኒ”
"ዝተምሃራ ብጣዕሚ እየን ዘቕንኣኒ”
Published

በዓልቲ ድርብ ሞያ ዝኾነት ትግራወይቲ ሩታ፡ ነዞም ኣካል ሂወታ ዝኾኑ ሞያዊ ፀፍሕታት ሞዴሊንግን ፋይናንስን፡ ምልክት ጥንካረን ፅባቐን ብምባል እያ ትገልፆም። ፋይናንስ ንዕኣ ጥንካረ’ዩ፡ ሞዴሊንግ ድማ ፅባቐ።