ኣብ ቻይና ብግዱድ ስራሕ ዝተመስርሐ ኮሚደረ ኣካታዒ ኮይኑ
ኣብ ቻይና ብግዱድ ስራሕ ዝተመስርሐ ኮሚደረ ኣካታዒ ኮይኑ
Published
ኣብ ቻይና ግዝኣት ሺንጃንግ ኮሚደረ ብሰፊሑ ከምዝፈርን ናብ ዕዳጋ ዓለም ከምዝስደድን ይንገር እዩ። እንተኾነ እቲ ዝፈሪ ኮሚደረ ብናይ ግዱድ ጉልበት ስለዝፈሪ ገለ ነቲ ኮሚደረ ዝምስርሑ ትካላት ኤውሮጳ ነቐፌታ ቀሪብዎም ኣሎ። ጋዜጠኛ ቢቢሲ ብሕቡእ ነጋዳይ መሲሉ ነቲ ኩነታት ክምርምር ፈቲኑ’ሎ።



