ኣፍጋኒስታን፡ ሰኣን እኹል ሕክምና ጥንሲ ዝኸደን ነብሰ ጾር ኣደታት በዚሐን

መግለጺ ቪድዮ, ሰኣን እኹል ሕክምና ጥንሲ ዝኸደን ነብሰ ጾር ኣደታት እናበጽሓ መጺአን
ኣፍጋኒስታን፡ ሰኣን እኹል ሕክምና ጥንሲ ዝኸደን ነብሰ ጾር ኣደታት በዚሐን
Published

ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዘሎ ሕጽረት ሰብ ሞያን ማእከላትን ሕክምናን ቍጽሪ ጥንሲ ዝኸደን ነብሰ ጾር ኣደታት ብዕጽፊ ከምዝወሰኸ ተገሊጹ።

ዕሸላት ኣፍጋኒስታን