ብኣስገርቲ ዝጭወዩ ዘለዉ ኣፍጋናውያን ስደተኛታት

መግለጺ ቪድዮ, ብኣስገርቲ ዝጭወዩ ዘለዉ ኣፍጋናውያን ስደተኛታት
ብኣስገርቲ ዝጭወዩ ዘለዉ ኣፍጋናውያን ስደተኛታት
ብዙሓት ኣፍጋናውያን ስደተኛታት ኣብ ዶባት ቱርክን ኢራንን ብደላሎ ከምዝጭወዩን እንዳተቐጥቀጡ ካብ ስድራኦም ገንዘብ ከሐውሉ ይግደዱ ከምዘለዉ ቢቢሲ ዘረጋገጾ ምርመራ የመላኽት
Published

ብዙሓት ኣፍጋናውያን ስደተኛታት ኣብ ዶባት ቱርክን ኢራንን ብደላሎ ከምዝጭወዩን እንዳተቐጥቀጡ ካብ ስድራኦም ገንዘብ ከሐውሉ ይግደዱ ከምዘለዉ ቢቢሲ ዘረጋገጾ ምርመራ የመላኽት።