'ሓራምዝ ክበኣሱ ሳዕሪ ይህሰ' ሕልምታቶም ዝተኾልፈ ሊባኖሳውያን

መግለጺ ቪድዮ, 'ሓራምዝ ክበኣሱ ሳዕሪ ይህሰ' ሕልምታቶም ዝተኾልፈ ሊባኖሳውያን
'ሓራምዝ ክበኣሱ ሳዕሪ ይህሰ' ሕልምታቶም ዝተኾልፈ ሊባኖሳውያን
Published

ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ዝነብሩ ሰለማውያን ሰባት ብሰንኪ እቲ ኣብ መንጐ እስራኤልን ሕዝቡላህን ዝቕጽል ዘሎ ኲናት ናብራኦም ሰለሎ ኣትይዎ ኣብ ስደትን ሓሳረ መከራን ይርከቡ።